ትጽሑፋት
ABSን EBDን ፍሬኖ ስርዓትህዝቢ ዝነብረሉ ከባቢታትህጻናት ኣብ መኪናህጻናትን ትራፊክንልሙዳት ጸገማትሓደ ኣንፈት ዘለዎ መንገዲሓደገኛታት ተሽከርከርትን ንዋትንሓደጋ ትራፊክሕጊ ምውጻእን ምውጻእን።ሕጹይ መተባብዒመሳገሪታት ባቡርመስቀላዊ መንገዲን ዙርያ መገድታትንመቕጻዕትን መቕጻዕትንመንኰብመንገዲ 1 + 2መንገዲ ምጥዋይን ምጥዋይን ምግባርመኪና ምዕቃብን ደው ምባልንመውጽኢታት ጽርግያመድሕን መኪናን ዓይነታቱንሚዛንን ተጎታቲንምሕደራ ማሕላምስ ተሽከርከርቲ ርክብምስ ንብረት ምግጫውምክልኻል ኣመራርሓምዉት ኩርናዕምዝዋር መኪናን ሕክምናንሞባይል ቴሌፎንርክብ ኣተሓሳስባታት ምስ ከባቢስሉስ ኩርናዕን ናይ መጠንቀቕታ መብራህትንስልጠና ምዝዋር መኪናስራሕቲ ጽርግያ ወይ ጽገናስርዓተ ኤሌክትሪክስኒ ዘለዎ መንኰርኰርስጳኛዊ ምዝንባልቁጠባዊ ኣመራርሓባህርያት Stopp Signalተመሊስና ተጠውዩ።ተሽከርከርቲ ምሕላፍታሕተዋይን ላዕለዋይን ምዕጻውነዳዲ ተሽከርከርትን ዓይነታቱንናይ CSN ፍቓድ መዘወሪ መኪና ልቓሕናይ ህጹጽ እዋን መካይንናይ ህጻናት መንበርናይ ሓጋይን ክረምትን ጎማታትናይ መኪና መብራህቲናይ መኪና ሞተር ክፍልታትናይ መኪና ናይ ድሕነት ቀበቶናይ ምቅልጣፍ ዓውድታትናይ ውሽጢ መኪና ባህርያትናይ ዳሽቦርድ ምልክታትን መብራህትንናይ ጽርግያ ሜዳታትን ምልክታትንናይ ፍጥነት ካሜራታትንነፍሰጾራት ዝኸውን መኪና ምዝዋርኣልኮላዊ መስተን ሳዕቤናቱንኣብ መንሸራተቲ ጽርግያታት ምዝዋርኣብ መንገዲ ዕንቅፋታትኣብ መንጎ ተሽከርከርቲ ውሑስ ርሕቀትኣብ ተሽከርከርቲ ፍሬኖኣብ ውሽጢ ገደብ ፍጥነት ምዝዋርኣብቲ ታንከር ምዝዋርኣወንታዊን ኣሉታውን ትምህርቲእንስሳ ዘገዳም ምዃኑ’ዩ።ከመይ ጌርካ ንከባቢ ምችው ትኸውንከበድትን ቀለልትን ናይ ጽዕነት መካይንከባቢን ቀጥታዊ ትርኢትንካብ ተሽከርከርቲ ዝፍኖ ጋዝክትዝውሮም መሰል ዘለካ ተሽከርከርቲውህደት ጽርግያን መስመራት ጨንፈርን።ውልቃዊ ፍጻመታትዓመታዊ መርመራ ተሽከርከርቲገጠርን ካልኣይ ደረጃን ጽርግያታትግብረ መልስን ምቁራጽንግብራዊ ፈተና ምዝዋር መኪናግዴታዊ ምልክት ደው ምባልጎማታት ኣብ ሓደ ቦታ እናሃለወጸቕጥን ስነ-ኣእምሮኣዊ ውጥረትንጽልዋ ናይ ጉጅለ ጸቕጢጽርግያታትን ቅልጡፍ ጽርግያታትንጽዕነት ሒዝካ ምዝዋርፈሳሲ መኪናፍሉይ ድሌት ዘለዎም ሰባትፍቓድ መዘወሪ መኪና ምርካብፍቓድ መዘወሪ መኪና ንምስርዝ ዝሕግዙ ምኽንያታትፍጥነት ዕውርነትን ምድናቕን

ንስኻ ከም መራሒ መኪና፡ ንመኪናኻ ኣብ ጽርግያ ክትዝውር ከለኻ፡
ብመኪናኻ ዝወጽእ ናይ ጋዛትን ብናይ ጐዳእቲ ፍረታትን ዝመጽእ ጉድኣት ክትሓስብ ኣለካ፡ ንኣከባቢ ዝበለጸ ዝሓዝካሉ መንገዲ ክትሓስብ ኣለካ።

እዚ ኸኣ ብጽቡቕ ምዝዋርን ሓጺር ጽርግያ ምጥቃምን ኮይኑ፡ ንነዊሕ ርሕቀት ክትዝውር ኣየድልየካን እዩ።

ነዚ ስዓብ ፡

ናብ መዓላኻ ክትበጽሕ ክትደሊ ኸለኻ፡ ካብቶም ዝበዝሐ ምቚራጽ ዘየድልዮም ሓጸርቲ መገድታት ምረጽ።

መኪና ክትዝውር ከለኻ፡ ንፍሬኖ (ብሬክ) ኣብ እዋኑ ጥራይ ክትጥቀም ፈትን፡ ንኣብነት ፡ መብራህቲ ጽርግያ ብርሑቕ ቀይሕ ምስ ዝኸውን፡ ካብ መርገጺ (ፔዳል) ነዳዲ እግርኻ ኣልዕል እሞ፡ መኪና ብዘይ ነዳዲ ትምብልብል ክትከይድ ፍቐደላ፡ ናብቲ መብራህቲ ክትበጽሕ ከለኻ ኸኣ፡ ሓምላይ ይኸውን፡ በዚ ኸኣ ፍሬኖ ምጥቃም ኣየድልየካን።

ካብ ኣውቶ-ስትራድ ናብ መውጽኢት ክትኣቱ ኸለኻ፡ እኹል ርሕቀት እንተሃልዩን እቲ መውጽኢት ነዊሕ እንተኾይኑን፡ ካብ መርገጺ ነዳዲ እግርኻ ኣልዕል እሞ፡ ክሳብ ናብ መወዳእታ መውጽኢት እትበጽሕ፡ ኣብ ክንዲ ልሙድ ፍሬኖ፡ ብናይ ሞተር ፍሬኖ ተጠቐም፡ ፍሬኖ ምጥቃም እንተኣድልየካ ኸኣ፡ ብህድኣት ክትጥቀመሉ ትኽእል ኢኻ።

መኪናኻ ኣብ ቊልቊለት ወይ መውረዲ ክትዝውር ከለኻ፡ ነቲ መርገጺ ነዳዲ ደው ኣቢልካ ወይ ኣኻኺስካ፡ መኪና ብዘይ ነዳዲ ትምብልብል ክትከይድ ፍቐደላ፡ በዚ ድማ ነቲ ብጽርግያ ዝመጽእ ሓይሊ ምትንቓል (momentum) ተጠቐመሉ፡ ነዳዲ ምእንቲ ከይበዝሕን ተወሳኺ ነዳዲ ኣንተላግስ ምእንቲ ከይከውንን።

ናብ ሓንቲ ቐረባ ዝኾነት መኽዘን ክትከይድ እንተደሊኻ፡ መኪናኻ ከይተጠቐምካ ብእግርኻ ኪድ፡ እዚ ንዓኻን ንኣከባቢን ጽቡቕ እዩ፡ ምኽንያቱ፡ መኪናኻ ናይ ጐዳእቲ ጋዛትን ፍረታትን ኣየውጽእን ወይ ብብስክሌታ ተጠቐም።

ብዝተኻእለካ ፍጥነትን ብዝበለጸ መገዲን ናብቲ ዝድለ ፍጥነት ንምብጻሕ ፈትን፡ እዚ ኸኣ ብምቕያር (shifting) ናይ ጊያራት (gears) ብዝያዳ ፍጥነት ኮይኑ፡ ንኣብነት፡ ካብ ካልኣይ ጊያር ናብ ራብዓይ ጊያር ወዘተ።

ንስኻ ወይ ሓደ ካብ ኣዕሩኽትኻ ናብ ሓደ ቦታ ክትከዱ እንተደሊኹም፡ ብሓንቲ መኪና ምኻድ ይምረጽ፡ እዚ ንዓኻትኩም ቖጠባዊ እዩ፡ ከምኡ’ውን ንምክልኻል ኣከባቢ ይሕግዝ፡ ምኽንያቱ፡ ኣብ ጽርግያ ዘሎ ቍጽሪ መኻይን ምቕናስ፡ ምውጻእ ጐዳእቲ ነገራትን ቍጽሪ ሓደጋታት ትራፊክን ይቕንስ።

ኣብ ዝሑል ኩነታት፡ ናይ ሞተር መሞቒ (heater) ተጠቐም፡ ሞተር ምስ ዝንፍሕ፡ ምውጻእ ጐዳእቲ ጋዛት ይቕንስ፡ ምኽንያቱ፡ እቲ Catalytic Converter ዝፍንሕ ስለዝኸውን፡ እዚ ኸኣ ኣብ ምቕናስ ምውጻእ ጐዳእቲ ጋዛት ይሕግዝ።

መኪናኻ ምስ ኣበገስካያ፡ ብኡንብኡ ብህድኣት ኺድ፡ ምኽንያቱ፡ ፍኑሕ ሞተር ካብ ዘይፍኑሕ ሞተር ዝነኣሰ ጋዝ ይፍኑ፡
መኪና ክትዝውር ከለኻ ኸኣ ሞተር ብዝያዳ ፍጥነት ይንፍሕ፡ ስለዚ፡ መኪና ክትበግስ ከለኻ ምጽናሕ ኣየድልን።

ፍጥነት ክትቕንስ እንተደሊኻ፡ ናይ ሞተር ፍሬኖ ተጠቐም፡
እዚ ኸኣ ኣብ ዝስዕቡ ኩነታት ይትግበር፡ ከምቲ ቅድም ዝጠቐስኩዎ፡

  • ብርሑቕ መብራህቲ ጽርግያ ቀይሕ ምስ ትርኢ
  • ናብ መውጽኢት ኣውቶ-ስትራድ ክትኣቱ ኸለኻ
  • ብርሑቕ ምልክት ናይ ዝተሓተ ፍጥነት ምስ ትርኢ
  • ብርሑቕ ሰንሰለት መካይን ምስ ትርኢ

ሓዳስ መኪና ክትዕድግ ክትደሊ ኸለኻ፡
ሓዳስ ሞዴል ዘለዋን ቖጠባዊት ሞተር ወይ ድማ ክልተ ዝተፈላለየ ሞተር ዘለወን፡ ንኣብነት Hybrid መካይን፡ ብሓይሊ ኤሌክትሪክን ነዳድን ዝሰርሓ ምዕዳግ ይምረጽ፡ ንሳቶም ኣብ ውሽጢ ከተማ ብኤሌክትሪክ ስለዝሰርሓ፡ እዚ ድማ ካብ መኪናኻ ዝፍኑ ጋዛት ኣዝዩ ይቕንስ፡ ከምኡ’ውን ቖጠባዊት እያ።

ዘይተድልየካን ወይ ዘይተሰጋገረካን ጽዕነት ኣብ መኪናኻ ኣይተእቱ፡ ምኽንያቱ፡ ጽዕነት ንምጥፋእ ነዳዲ ይውስኽ፡ ክብደት መኪና ክዓብይ ከሎ፡ ምጥፋእ ነዳዲ ይዓቢ፡ እዚ ኸኣ ንኣከባቢ ጕድኣት የብጽሕ፡ ከምኡ’ውን ምውጻእ ጐዳእቲ ጋዛት ካብ መኪናኻ ይውስኽ።

ግዜኡ ጽቡቕ ገርካ ንነፋስ ጎማታት መኪናኻ መርምሮ፡
ኣብ ልሙድ ደረጃ ምዃኑ ድማ ኣረጋግጽ፡ ምኽንያቱ፡ እቲ ጽቕጥቕጥ ምስ ዝንኪ፡ ልሙድ መዓቐኒ ነፋስ ኣብ ጎማታት ስለዝጎድል፡ መኪና ብጽግዕ ዝበለ ትምብልብል ስለትኸውን፡ ምጥፋእ ነዳዲ ይውስኽ።

መኪናኻ ልሙድ ናይ ምዕቃብ (service) ግልጋሎት ኣብ ግዜኡን ብቐጻልን ክትረክብ ሓርር፡
ምኽንያቱ፡ እዚ ንመኪናኻን ንኣከባቢን ኣገዳሲን ጽቡቕን እዩ።

እዚ ዝርከብ ትሕዝቶ ንተመዝገቡ ተመዝገብቲ ጥራይ እዩ። እንተ ድሮ ትመዝገብ ኢኻ፣ ኣብዚ ጠውቕ እሞ ንምእታው እቶ. እንተ ኣይትመዝገብካን እንተ ኾንካ፣ ተመዝገብ ንምሉእ ኣብ ትሕዝቶ ምድላይ ክትረክብ።
7 መዓልቲ
100,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
14 መዓልቲ
150,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • Utan መፋለጢ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
21 መዓልቲ
200,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
ሓደ ወርሒ
250,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
45 መዓልታት
300,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
2 ወርሒ
350,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
3 ወርሒ
400,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ
4 ወርሒ
500,00 kr
  • ንኹሉ ትምህርቲ ምብጻሕ
  • 1400 ሕቶታት ንምርካብ
  • ኩሉ ምልክታት ትራፊክ
  • ኮምፒተር ወይ ሞባይል
  • ብዘይ መወዓውዒ
  • ውጽኢት ፈተናታት ኣርእዩ
  • ቅጽበታዊ ምንቅስቓስ